Fana: At a Speed of Life!

ኢፕስዊች ታውን ናብ ሻምፒዮን ሺፕ ወሪዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢፕስዊች ታውን ሳውዛምፕተንን ሌስተር ሲቲን ስዒባ ናብ ሻምፒዮን ሺፕ ምውራዳ ተረገጊፁ፡፡

ሎሚ ዝተካየደ መበል 34 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኢፕስዊች ታውን ብኒውካስል ዩናይትድ 3 ን 0 ተሳዒራ ካብቲ ሊግ ወሪዳ፡፡

ኒውካስል ዩናይትድ ብምስዓራ ስዒቡ 62 ነጥቢ ብመብፃሕ ኣብ ሳልሳይ ብርኪ ክትቕመጥ ክኢላ፡፡

ናይ ሎሚ ዘበን ውድድር ዓመት ናብ ፕሪሚየር ሊግ ዝዓበያ ሰለስቲኤን ክለባት ብዝመፅኣሉ ዓመት ናብ ሻምፒዮን ሺፕ ተመሊሰን፡፡

ኣብ ካልኦት ፀወታታት ወልቭስ ሌስተር ሲቲን 3 ን 0፣ ወልቭስ ሌስተር ሲቲን 3 ን 0፣ ዌስትሃምን 3 ን 2 ስዒረን፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.