ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ምስ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ኣብ ጎቦ የካ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም።
“ብምትካል ምብራኽ” በዝብል ብዝተሰየመ ናይ ሎሚ ዘበን መርሃ ገብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብምስታፎም ዝተሰመዖም ታሕጓስ ገሊፆም።
ኣባላት ምክልኻል ሰራዊት ሃገር ካብ ምሕላው ብተወሳኺ ኣብ ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢ ንቑሕ ተሳትፎ ይገብሩ ኣለዉ።
ብምስክር ስናፍቅ