Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣብ ቅድሚ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጂቡቲ ሪፐብሊክ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ብምዃን ዝተሸሙ ኣምባሳደር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ደብዳበ ሹመቶም ብምቕባል ኣብ ቅድሚ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም።

እቶም ኣምባሳደር  ደብዳበ ሹመቶም ካብ ፕሬዚዳንት ታዬ ብምቕባል ኣብ ቅድሚ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ቴዎድሮስ ምህረት ብምቕራብ ኢዮም ቃለ ማሕላ ፈፂሞም።

ፕሬዚዳንት ታዬ፥ ነቶም ኣምባሳደር ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘሎ ክልቲኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኻር ዘኽእሉ መምርሒ ስራሕ ሂበሙዎም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.