Fana: At a Speed of Life!

ኣርሰናል ንኖርጋርድ ኣፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርሰናል ማእኸል ተፃዋታይ ተኸላኻሊን ኣምበልን ብሬንትፎርድ ንዝኾነ ክርስቲያን ኖርጋርድ ምፍራሙ ብወግዒ ገሊፁ።

ወዲ 31 ዓመት ዴንማርካዊ ተፃዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኖርጋርድ፥ ብ10 ሚሊየን ፓውንድን ብቐፃሊ እናተገምገመ ዝውሰኽ  5 ሚሊየን ፓውንድን ኢዩ ካብ ብሬንትፎርድ ናብ ኣርሰናል ተዘዋዊሩ።

ኣብ ኣርሰናል ንክልተ ዓመት ዘፅንሕን ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ምውሳኽ ዘኽእልን ኣማራፂ ዘለዎ ኮንትራት ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.