ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ።
ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ብዝሓደሮ ሕማም ሕክምናዊ ሓገዝ እናተገበረሉ ድሕሪ ምፅናሕ ሎሚ መዓልቲ ምዕራፉ ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ (ረ/ፕ) ንፋና ዲጂታል ተዛሪቦም።
ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ኣብ ኪነ ጥበብ ኢትዮጵያ ዝለዓለ ኣስተዋፅኦ ዘለዎ እንትኸውን፥ ነዚ ድማ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2015 ዓ.ም ናይ ክብሪ ዶክትሬት ከምዝሃቦ ይዝከር።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!