ኣሰልጣኒ ዮሃንስ ሳህሌ ኣሰልጣኒ ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ዮሃንስ ሳህሌ ኣሰልጣኒ ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋልያታት) ኮይኖም፡፡
ኣሰልጣኒ ዮሃንስ ሳህሌ ንክልተ ዓመት ብዝፀንሕ ውዕሊ ኣስልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምዃን ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተሾይሞም።
እቶም ኣሰልጣኒ ቅድሚ ሕዚ ንትሕቲ 17 ዓመትን ንዋናን ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምስልጣን ኣገልጊሎም ከምዝነበሩ ይዝከር፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!