ኣብ ማራቶን ዋተር ፍሮንት ቶሮንቶ ኣትሌት ሹሬ ደምሴ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማራቶን ዋተር ፍሮንት ቶሮንቶ 2025 ኣትሌት ሹሬ ደምሴ ተዓዊታ፡፡
ኣትሌት ሹሬ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 21 ደቒቕን 03 ሰከንድንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ወፂኣ፡፡
ካሊ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣልማዝ ከበደ ድማ ሳልሰይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ፡፡
ብምድብ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ወርቅነህ ታደሰን ኣትሌት ይሁንልኝ ኣዳነን ብቕደም ሰዓብ 4ይቲን 5ይቲን ወፂአን፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!