ኣብ ምርኢት ኣየር ፀሊም ኣንበሳ ዝተሳተፉን ብሉፅ ክእለቶም ዘርኣዩን ኣብረርቲ ኣፍልጦ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምኽንያት መበል 90 ዓመት ዝኽሪ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፣ “ሰማይ ኣናብስ – ኢትዮጵያ” ብዝብል ዝቐረበ ኣብ ምርኢት ኣየር ዓብዪ ግደ ዘበርከቱ ኣብረርቲ ናይ ኣፍልጦን ምስጋናን መርህ ግብሪ ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተሳተፉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ከምዝበልዎ፤ ኣብቲ እዋን ምርኢት ብሉፅ ክእለትን ብቕዓትን ንዘርኣዩ ኣብረርቲ ካብ ስሩዕ ወታደራዊ ተግባር ንላዕሊ፤ ድልውነትን ቴክኖሎጂካዊ እቲ ትካል ንዓለም ዘረጋገፀ እዩ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ፌስቡክ FBC Tigrigna
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!