Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሱዳን ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት  ሓደ ሺሕ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሱዳን ግዝኣት ዳርፉር ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት  ሓደ ሺሕ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።

እቲ ሓደጋ፥ ኣብታ ሃገር ካብ ዘሎ ጎንፂ ብምህዳም ብዙሓት ተመዛበልቲ ኣብ ዘዕቑብሉ መንደር ታራሲን ዘጋጠመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብ ዝሓለፈ ዕለተ ሰንበት ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ኣብቲ መንደር ዘሎ መንበሪ ኣባይቲ ምዕናዉ ቢቢሲ ፀብፂቡ።

እቲ ሓደጋ ቅድሚ ምግጣሙ ኣብ ዝበሩ መዓልታት ተኸታታልነት ዘለዎ ብርቱዕ ዝናብ ከምዝነበረ ተሓቢሩ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.