ኣብ ሻምፕዮና ብሽክለታ ዓለም ዝተሳተፈ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፕዮና ብሽክለታ ዓለም ብምስታፍ ዝነኣድ ብቕዓት ዘመዝገበ ዝተሳተፈ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ።
ካብ 11 ክሳብ 18 መስከረም ኣብ ሩዋንዳ ኣብ ዝተኻየደ እቲ ውድድረ፥ ኢትዮጵያ ብድምሩ ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ዛዚማ።
ሰገን ፅጌ ካሕሳይ ዘመዝገበቶ ውፅኢት ኣብ ታሪክ ኣብ ኣፍሪካፈላማይ ዝበለፀ ውፅኢት ብምዃን ተመዝጊቡ።
ኣብቲ ሻምፒዮና ኢትዮጵያ ካብ ዓለም መበል ሻውዓይ ካብ ኣፍሪካ ድማ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዛዚማ።
ብሰለሞን በቀለ
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!