Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ባሌ ጥራሕ ዘሎ ሃፍቲ ብምውሳድ ንኢትዮጵያ ምርባሕ ይከኣል ኢዩ-ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ኣብ ባሌ ጥራሕ ዘሎ ሃፍቲ ብምውሳድ ንኢትዮጵያ ምርባሕ ይከኣል ኢዩ ኢሎም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ወግዒ ሶፍ ኡመር ብዝብል ርእሲ ምስ ነበርን ኣብ ስራሕ ዘለዉን ኣመራርሓታት ዘቲዮም።

እቲ ዑደት፥ ኣብ ዝነበርናሉ እዋን ድኽነትና ብውሳነናን ድልየትናን ዝኣመንናሉ ምዃና ኢዩ ኢሎም።

ባሌ ንዘበናት ሴፍትኔት አንትረክብ ዝፀንሐ ከባቢ ከምዝኾነ ይኹን እንበር ንዘበናት ተሓጋዚ ዝገበርናዮ ቦታ ካብ ባዕሉ ሓሊፉ ንመልላእ ሃገር ዝተርፍ ሃፍቲ ዘለዎ ብዛዕባ ምዃኑ ምርኣይን ምግንዛብን ክኢልና ኣለና ክብሉ ገሊፆም።

ድሕሪ እቲ ዑደት ብሓቂ ክሳብ ሐዚ እንታይ እናሰራሕና ነይርና ኢልና ንባዕልትና ንክንሓትት ኣኽኢሉና ኢዩ እወን ኢሎም።

ስላዝኾነ ፀጋታት ኢትዮጵያ ክንጥቀም ኣለና ክብሉ ኣገንዚቦም።

ብሶስና ኣለማየሁ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.