Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ጥምቀት ኣብ ዝኽበረሎም ከባቢታት ወፍሪ ፅርየት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ጥምቀት ኣብ ዝኽበረሎም ከባቢታት ወፍሪ ፅርየት ተሳሊጡ።

ኣብ ዩኔስኮ ዘይድህሰሱ ቅርስታት ዝተመዝገበ በዓል ጥምቀት ብድሙቕ ስነ ስርዓት ንክኽበር “በዓል ጥምቀት ኣብ ንፁህ ጎደና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተሳለጠ ወፍሪ ፅርየት ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ተሳቲፎም።

ብመሰረት እዚ ናይ ከተራን በዓል ጥምቀትን ዝኽበረሉ ጃን ሜዳ ማሕበር መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ምስ ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ብምትሕብባር እቲ ወፍሪ ኣካይዶም።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.