Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣባ ዝርከቡ ሆቴላት ንኣጋይሽ ኣፍሪካ ባህሊ ምቕባል ጋሻ ኢትዮጵያ ዘንፀባርቕ እንግዶት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሆቴሎላት ኣድላዪ ምድላው ብምዝዛም ንተሳተፍቲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምቕባል ጀሚረን ኢሉ ማሕበር ወነንቲ ሆቴል ኣዲስ ኣበባ፡፡

ፕሬዚዳንት እቲ ማሕበር ወ/ሮ ኣስቴር ሰለሞን ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉኦ÷ ሆቴላት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንዝሳተፉ ኣጋይሽ ዝምጥን ኣገልግሎት ንመሃብ ኣድላዪ ምድላው ገይረን።

ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ ሆቴላት ንኣፍሪካውያን ኣጋይሽ ባህሊ ምቕባል ጋሻ ኢትዮጵያ ብዝተላበሰ መልክዑ ኣቀባብላ እናገበረ ከምዝርከብ ተዛሪበን፡፡

ብመላኩ ገድፍ

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.