Fana: At a Speed of Life!

ኣብ እፅዋታት መድሓኒት ውፅኢታዊ ምርምር ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ደብረ ብርሃን ኣብ ዓሰርተ ባህላዊ ኣብ እፅዋታት መድሓኒት ውፅኢታዊ ምርምር ይግበር ኣሎ ኢሉ፡፡

እቲ ዩኒቨርሲቲ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ምርምር ባህላዊ መድሓኒት ዘድሀበ ምኽክር ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ኣካይዱ።

ዩኒቨርሲቲ ደብረ ብርሃን ኣብ ዓሰርተ ባህላዊ ኣብ ዕፅዋታት መድሓኒት ምርምር እናገበረ ምፅንሑ ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ ዳይሬክተር ማእኸል መማዕበሊ መድሓኒት እፅዋትን ሃገር በቆል ፍልጠትን ኣንኮበር ዶክተር ኣማረ ኣያሌው ተዛሪቦም።

እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣብ 34 ሄክታር መሬት ምርምር እፅዋት መድሓኒት እናገበረ ከምዝርከብ እውን ሓቢሩ።

ባህላዊ ሕክምና ብምዝማን ምስ ቀዳማይ ደረጃ ስርዓት ጥዕና ንምትእስሳር እቲ ዩኒቨርሲቲ ተግባሩ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ።

ብሰላም ኣሰፋ

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook www.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.