Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ሃረር ብለውጢ መንግስቲ ንዝመፅአ ዓወት ኣፍልጦ ዝህብ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሃረር ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 8ይ ዓመት ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ፡፡

”ካብ መጋቢት ክሳብ መጋቢት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሰልፊ ድጋፍ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ተሳቲፎም፡፡

ሰልፈኛታት ድሕሪ ሃገራዊ ለውጢ ዝተመዝገቡ ዓወታትን ዘወድሱን ዝተረኸቡ ዓወታት ንምቕፃልን ዘለዎም ድሉውነት ዘረጋግፁ ዝተፈላለዩ መልእኽቲታት ኣመሓላሊፎም፡፡

ብተስፋዬ ሃይሉ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.