Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ባህርዳር ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ባህርዳር ሰላም ዝሓትት ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።

እቶም ተሰለፍቲ ካብ ሽዱሽቲአን ክፍላተ ከተማን ጎረባብቲ ወረዳታትን ብምብጋስ ናብ ስታዲየም ኣፄ ቴዎድሮስ ጭርሖታት ብምሓዝ ከምዝመፅኡ ኣሚኮ ፀብፂቡ።

ንክልልና ዘድሊያ ሰላም ኢዩ፣ ናይ ወፃኢ ወራሪን ናይ ውሽጢ ባንዳታትን መንግስቲ ሓደ ነገር ክብሎም ይግባእ ዝብሉን ካልኦትን ጭርሖታት ኣስሚዖም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.