ኣብ ክልል ኣምሓራ ንሰላም ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ደሴ፣ ደብረ ብርሃን፣ ደብረ ብርሃን፣ ኮምቦልቻን ሃርቡን ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ንሰላም ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይሳለጥ ኣሎ።
መንግስቲ ዘቕርቦ ፃውዒት ሰላምን ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊን ዝድግፉ ሰለማዊ ሰልፍታት ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ብከድር መሓመድ፣ ሰብለ ኣክሊሉ፣ ስንታየሁ ኣራጌን ኣላዩ ገረመውን
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!