ኣብ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ዝሳተፉ ኣጋይሽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ማእኸላት መሸጢን መኸዘኒን ፍርያት ሕርሻ ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ዝሳተፉ ኣጋይሽ ኢትዮጵያ ብትራንስፎርሜሽን ምግቢ እናወገነቶም ትርከብ ስራሕቲ ይዕዘቡ ኣሉ፡፡
ብመሰረት እዚ እቶ ተሳተፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ዘበናዊ ማእኸላት መሸጢን መኸዘኒን ፍርያት ሕርሻ ተዓዚቦም፡፡
ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ ካብ ዑደት ብተወሳኺ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣሳሊጦም።
ብግዛቸው ግርማዬ
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook www.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!