Fana: At a Speed of Life!

ኣብ 2018 ዓ.ም 250 ሚሊየን ቶን ቀለብ እንስሳት ንምፍራይ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2018 ዓ.ም 250 ሚሊየን ቶን ቀለብ እንስሳት ንምፍራይ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ግብርና።

ሚኒስትር ዴኤታ  ፍቅሩ ረጋሳ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፥ ኣብ ቀደማይ ርባዕ ዓመት 91 ሚሊየን ቶን ቀለብ አንስሳት ምፍራይ ተኻኢሉ ኢዩ።

ቅድመ ሐዚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ቢሾፍቱ፣ ኣዳማን ባሕር ዳርን ጥራሕ ዝነበሩ መቀነባበርቲ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ከተማታት ዞባታት ኩለን  ክልላት ይሰፍሕ ኣሎ ኢሎም።

ኣብ ቀረባ እዋን 15 ማሽነሪታት መቀነባበርቲ ቀለብ አንስሳት ንክልላት ምውዝዖም አወን ኣዘኻኺሮመ።

ብዙፋን ካሳሁን

 

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.