Fana: At a Speed of Life!

ኣብ 24 ትካላት ዝተሃነፁ ስማርት ኮሙኒኬሽን ክፍሊታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ 10 ትካላት ፌደራል፣ ኣብ 12 ርእሰ ምምሕዳራት ክልላትን ክልተ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ከተማን ዝተሃነፁ 24 ስማርት ኮሙኒኬሽን ክፍልታት ሎሚ ኣመሪቑ።

እቲ ሚኒስቴር ኩሎም ስማርት ክፍልታት ሎሚ ብተመሳሳሊ ሰዓት ብቨርቹዋል ኣረዳድኣ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት፣ ከንቲባታት፣ ሚኒስትራት፣ መራሕቲ ትካላትን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ዝተረኸብሉ እዩም ዝተመረቑ፡፡

ናቲ ትካል ስማርት ክፍሊታት ብኣወሃህባ ግልጋሎት ዲጂታል ወሃብቲ ትካላትን ቁፅሪ ልዕል ንምባል ብግባር ናይ ተገልገልቲ ግዘ፣ ገንዘብን ጉልበትን ኣብ ምቁጣብ ልዑል ግደ ይህልዎ፡፡

መሰረተ ልምዓት ዲጂታል ትካላት ኣብ ምልውዋጥ ሓበሬታ ውፅኢታዊ ይገብር፡፡

ካብ ባንኪ ዓለም ዝተረኸበ ብ3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ዝተሃነፀ ስማርት ኮሙኒኬሽን ክፍሊታት ዘተዛዘመ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት እዩ፡፡

ብመራኦል ከድር

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.