Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ቶኪዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ጃፓን ቶኪዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ተዓዊቱ

ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ነቲ ውድድር  ብ1 ሰዓትን 01 ሰኮንድን 21 ማይክሮ ሰኮንድን ኢዩ ዛዚሙዎ።

ብደቂ ኣኒስቲዮ ድማ ኣትሌት መስከረም ማሞ መበል ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዛዚማ።

ብተመሳሳሊ ዜና ኣብ ኣምስተርዳም ማራቶን ኣትሌት ፀጋዬ ጌታቸው ካልኣይ፣ ኣትሌት ጌታነህ ሞላ ሳልሳይ ብምሓዝ ውድድሮም ዛዚሞም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.