Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ  ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ  ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ቻይና ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቶም ።

ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ቀዳማይ ወፂኡ።

እቲ ኣትሌት ብ12 ደቒቓን 50 ሰከንድን 45 ማይክሮ ሰከንድን ነቲ ውድድር ብምዝዛም ኢዩ ተዓዊቱ።

ኣትሌት ኩማ ግርማን ኣትሌት መዝገቡ ስሜን ድማ ብቕደም ሰዓብ ካብ ካልኣይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ዛዚሞም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.