Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ኣይናለም ደስታ ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 50 ውድድር ማራቶን ኔዘርላንድስ ኣምስተርዳም  ኣትሌት ኣይናለም ደስታ ኣብ ተዓዊታ።

ብርቱካን ወልዴ ኣብቲ ውድድር መበል ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዝዛዘመት እንትትከውን ኣትሌት  መቅደስ ሽመልስ ድማ ሳልሰይቲ ኮይና።

ነቲ ውፅኢት ስዒቡ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ማራቶን ኣምስተርዳም ምዕዋት ምኽኣሎም ተገሊፁ።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.