Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ኣብ  ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ  ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ኣብ  ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ  ብ800 ሜትሮ ብዝተገበረ ውድድር ጒያ ዝበለፀ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊታ።

ኣትሌት ፅጌ ነቲ ርሕቐት  1 ደቒቓን 56 ሰከንድን 64 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢያ ተዓዊታ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.