Fana: At a Speed of Life!

ኣንጎላን ዚምባቡዌን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ካልኣይ ፀወታ ምድብ ሎሚ መዓልቲ ዝተኻየደ  እንኸውን፤ ቀትሪ ሰዓት 9 ዝተራኸባ ኣንጎላን ዚምባቡዌን 1 ን 1 ብዝኾነ ማዕረ ውፅት ተፈላሊየን።

ጄልሰን ዳላ ንኣጎላ ከምኡ እውን ኖሌጅ ሙሶና ንዚምባቡዌ ሸቶታት ኣመዝጊቦም።

ፀወታ ቀፂሉ እንትካየድ፤ ኣብዚ ሕዚ እዋን ግብፂን ደቡብ ኣፍሪካን ካብ ሰዓት 12 ጀሚረን እናተፃወታ ይርከባ፡፡

ምሸት ሰዓት 2፡30 ኣብ ምድብ ሓደ ዝርከባ ዛምቢያን ኮሞሮስን ከምኡ እውን ምሸት ሰዓት 5 አሰናዳኢት ሞሮኮ ምስ ማሊ ክፃወታ ኢየን።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.