Fana: At a Speed of Life!

ኣዋሽ ኢንሹራንስ ሽፋን ጉዕዞ ዲጂታል ኢንሹራንስ ኣገልግሎት አጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዋሽ ኢንሹራንስ ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጱያ ብምዃን ኣዋሽ ኢንሹራንስ ሽፋን ጉዕዞ ዲጂታል ኢንሹራንስ ኣገልግሎት አጀሚሩ፡፡
እቲ መርሃ ግብሪ ኣገልግሎት ሽፋን ጉዕዞ ኢንሹራንስ ተበፃሒ፣ ምችው፣ ዘተኣማምንን ስሉጥን ምዃኑ ኣረዲኡ፡፡
እቲ ግልጋት ብመገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መተግበሪ ኣፕ ዝውሃብ ምዃኑ ኣዋሽ ኢንሹራንስ ንፋና ዲጂታል ገሊፆም፡፡
ክልቲአን ትካላት ምሕዝነቶም ዝቀረበ ኣገልግሎት ሽፋን ጉዕዞ ሽፋን ኣገልግሎት ዓማዊል እተን ትካላት ምስላጥ ከምዘኽእል ተሓቢሩ፡፡
ብመላኩ ገድፍ
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.