Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንሓደሽቲን መስፋሕፍሒን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት መስርሒ ቦታ ቁልፊ ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንሓደሽቲን መስፋሕፍሒን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት መስርሒ ቦታ ቁልፊ ኣረኪበን፡፡

እተን ከንቲባ ንማሕበረሰብ ንግዲን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ኣብ ዘዛተናሉ እዋን ኣብ ዘቕረብዎ ሕቶ መሰረት ምላሽ እናሃብና ንርከብ ኢለን፡፡

ኣዲስ ኣበባ ብቀትሪ ጥራሕ ዘይኮነስ ብለይቲ ዝሰርሐላ ከተማ እናኾነት መፂአ ዝበላ እተ ከንቲባ፡፡

ሎሚ ንሓደሽቲን መስፋሕፍሒን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝቐርቡ መስርሒ ቦታ ሕቶታት ምላሽ ንምሃብ ዝተኣተወ ቃል መሰረት ግልፂ መዐቀኒ ብምውፃእ እቲ መዐቀኒ ቅድሚያ ዝግበኦም ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ርክክብ ቁልፊ ምግባሩ ቢሮ ኮሙኒኬሽ ምምሕዳር ከተማ ንፋና ዲጂታል ገሊፀን፡፡

ዘለና መሬትን ሓይሊ ሰብ ተጠቒምና ብህልኽ ዕውታት ንኹን ዝበላ እተን ከንቲባ÷ ዓበይቲ ኣፍረይቲ ሕልሞም ብምሓዝ ውፅኢታዊ ስራሕ ትፅቢት ይግበር ኢለን፡፡

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.