Fana: At a Speed of Life!

ካርሎ ኣንቼሎቲ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጣሊያናዊ ካርሎ ኣንቼሎቲ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ብምዃን ከምዝተሸሙ ዕላዊ ኮይኑ፡፡

ሪያል ማድሪድ ምስ ሪያል ሶሴዳድ ትገብሮ ፀወታ ላሊጋ ኣብ ማድሪድ ናይ መወዳእታ ሓላፍነቶም ከምዝኸውን ተገሊፁ፡፡

ኣንቼሎቲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 26 ግንቦት ብዕሊ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ብምዃን ከምዝርከቡ ዘ ኣትሌቲክ ፀብፂቡ፡፡

ወዲ 65 ዓመት ኣሰልጣኝ ካርሎ ኣንቼሎቲ፤ ኣብ ታሪኽ ብራዚል ፈላማይ ናይ ወፃኢ ሃገር ኣሰልጣኒ ከምዝኾኑ እቲ ፀብፃብ ኣመልኪቱ፡፡

ብኣቤል ንዋይ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.