Fana: At a Speed of Life!

ካብ ንጎሆ ጀሚሩ ክሳብ ሐዚ 103 ሚሊየን ፈልሲ ተተኺሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልስታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ።

  • ካብ ንጎሆ ጀሚሩ ክሳብ ሐዚ 103 ሚሊየን ፈልሲ ተተኺሎም።
  • 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሰባት ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተሳቲፎም።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.