Fana: At a Speed of Life!

ክልል ኦሮሚያ መበል 21 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ክተሰናድእ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 21 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብኣሰናዳእነት ክልል ኦሮሚያ ክኽበር ኢዩ።

መበል 21 21 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ከተማ ጅማ ንኽተሰናድእ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ከተማ ሆሳእና እናተኸበረ ኣብ ዝርከብ መበል 20 21 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ከምዝተመረፀት ዕላዊ ተገይሩ።

በዚ ድማ ርእሰ ምምሕዳ ር ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር) ሰንደቕ ዕላማ እቲ ምስንዳእ ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣረኪቦም፡፡

ብሶስና ኣለማየሁ

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.