Fana: At a Speed of Life!

ክልተ ኣውሮፕላናት ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ኣብ ባሕሪ ደቡባዊ ቻይና ተሓምሺሸን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልተ ኣውሮፕላናት ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ኣብ ባሕሪ ደቡባዊ ቻይና ተሓምሺሸን።

እቲ በረራ ዝገብሩ ዝነበሩ ሓሙሽተ ሰራሕተኛታት ካብቲ ሓደጋ ምድሓኖምን እተን ዝተሓምሸሻ ኣውሮፕላናት ንምርመራ ናብ ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ መልኣኸንን ተገሊፁ።

ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ እቲ ኣጋጣሚ “ዘይተለመደ” እንትብሉ ገሊፀምዎ።

ፀገም ነዳዲ ክኸውን ይኽእል ኢዩ አወን ኢሎም።

መበገሲ ምኽኒያት ይፃረ ከምዘሎን ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ከመዝግበርን ገሊፆም።

ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ጉ ጂያኩን     ብግደኦም፥ እቲ ሓደጋ ንምፅራይ መንግስቲ ቻይና ምርመራ ጀሚሩ ከምዘሎ መግላፆም ፎርስስ ኒውስ ፀብፂቡ።

ብሚኪያስ ኣየለ

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.