Fana: At a Speed of Life!

ክሪስቲያኖ ሮናልዶ ን3ይ ግዘ ናይ ዓለምና ቁፅሪ ሓደ ተኻፋሊ ስፖርተኛ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ወዲ 40 ዓመት ፖርቹጋላዊ ኢንተርናሽናል ንተኸታታሊ ሰለስተ ዓመት ናይ ዓለምና ቁፅሪ ሓደ ተኻፋሊ ስፖርተኛ ኮይኑ፡፡

ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ስዑድ ዓረብ ንጋንታ ኣልናስር እናተፃተ ዝርከብ ክሪስቲያኖ ሮናልዶ፤ ብዓመት 275 ሚሊየን ዶላር ዝኽፈሎ ቁፅሪ ሓደ ስፖርተኛ እዛ ከምዝኾነ ሓበሬታ ፅሄት ፎርብስ ኣመልቱ፡፡

ኣሜሪካዊ ተፃዋታይ ኩዕሾ ቅርጫት ስቴፈን ከሪ 156 ሚሊየን ዶላር ዓመታዊ ኣመታዊ ብምርካብ ካልኣይ ከምኡ እውን ቦክሰኛ ከቢድ ሚዛን ታይሰን ፉሪ ብ146 ሚሊየን ዶላር ዓመታዊ ኣታዊ ኣብ ሳልሳይ ደረጃ ይርከብ፡፡

ብኣቤል ንዋይ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.