ዊሊያም ሳሊባ ኣብ ኣርሰናል ውዕሉ ኣናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳዊ ተኸላኻሊ ዊሊያም ሳሊባ ኣብ ኣርሰናል ንተወሰኽቲ ሓሽተ ዓመታት ዘፅነሖ ውዕሊ ፈሪሙ፡፡
ሪያል ማድሪድ ንወዲ 24 ዓመት ተፃዋቲ ንምፍራም ጥቢቕ ድሌት ከምዘለዋ እናገለፀት ፀኒሓ ኢያ፡፡
ይኹን እምበር እቲ ተፃዋቲ ንተሰኽቲ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ኢምሬትስ ንምፅናሕ ዝተስማዕመዐ እምትኸውን፥ ኣብ ዝቕፅል ክረምቲ ዝዛዘም ውዕሉ አሐዲሱ፡፡
ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣበ ዓለምና ካብ ዘለዉ ዘደንቑ ተኸካኸልቲ ክፍሊ ማእኸክ ሓደ ዝኾነ ዊሊያም ሳሊባ፥ ሪያል ማድሪድ ዘርአየቶ ድሌት ውድቂ ብምግባር ምስ ኣርሰናል ንምፅናሕ ምስምዕምዑ ዘ ኣትሌቲክ ፀብፂቡ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!