Fana: At a Speed of Life!

ውድድር መልላእ ፀወታታት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ጅማ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ሻድሻይ ውድድር መልላእ ፀወታታት ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ዩንቨርስቲ ጅማ ይካየድ ኣሎ።

እቲ ውድድር ን10 መዓልታት ዝፀነሕ ኢዩ ተባሂሉ።

ካብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተውፃእፅኡ ስፖርተኛታት ከምዝሳተፉ እውን ተሓቢሩ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ብ26 ዓይነታት ስፖርት ዝነሓንሑ ልዕሊ 2 ሺሕን 500 ስፖርተኛታት ከምዝሳተፉ ተገሊፁ።

ብዮናስ ጌትነት

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.