Fana: At a Speed of Life!

ዑመር ማርሙሽ ካብ ደርቢ ማንቼስተር ወፃኢ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣጥቃዓይ ማንቼስተር ናይ ቕድሚት መስመር ተፃዋታይ ዑመር ማርሙሽ ካብ ደርቢ ማንቼስተር ወፃኢ ምዃኑ ተረጋጊፁ።
ዑመር ማርሙሽ ትማሊ ምሸት ኣብ መፃረዪ ዋንጫ ዓለም ግብፂ ምስ ቡርኪና ፋሶ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ተቐይሩ ምውፅኡ ይፍለጥ፡፡
እዚ ተፃዋታይ ኣብ ብርኩ ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ዝገለፀት እታ ክለብ ኣብ ማንቼስተር ተወሳኺ ሕክምና መርመራታት ከምዘካይድ ገሊፃ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.