Fana: At a Speed of Life!

ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት እናማዕበለ ዝመፅአ ዝምድና ዘርእይ ኢዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት እናማዕበለ ዝመፅአ ዝምድና ዘርእይ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)።

ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ አንትበፅሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ዝመፅኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ብምቕባለይ ታሕጓስ ይስመዐኒ ኢሎም።

ዑደት ስራሕ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት እናማዕበለ ዝመፅአ ዝምድና ዘርእይ ኢዩ ክብሉ እውን ገሊፆም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ ከልቲኦም መራሕቲ ዝገብርዎ ዘተ ኣብ ሓበራዊ ቀደማይ ጉዳይና በዝበለፀ እነጠናኽረሉ ከመዝኸውን እምነተይ ኢዩ ኢሎም።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.