Fana: At a Speed of Life!

ዓምዲታት ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ንምድንፋዕ ኣጠቓቕማ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ምጉልባት ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ዓምዲታት ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ንምድንፋዕ ኣብ ምቅልጣፍ ዕዙዝ ረብሕኡ ዕዙዝ ከምዝኾነ ምሁራን ገሊፆም፡፡

ተመራማሪ ቁጠባዊ ሃፍቲ ቆስጠንጢኖስ በርሀተስፋ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ፤ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ብብርኪ ዓለም ተወዳዳራይነት ዕዳጋ ንምዕባይ ከምዝሕግዝ ገሊፆም፡፡

ኢትዮጵያ እውን ዓለም ለኸ ነባራዊ ኩነታት ብቕልጡፍ ንምፅምባር ልዑል ኣስተዋፅኦ ዘበርክት ከምዝኾነ ኣብሪሆም፡፡

ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ተመራማሪ ኤኣይ ሰዒድ ኢሳ ብግደኦም፤ ዲጂታል ሰብ ስራሕ ምስትውዓል መሰረት ዝገበሩ ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዙ ኣሰራርሓታትን ስታርትኣፕ ቢዝነሳትን ንምጅማር ከምዝሕግዝ ገሊፆም፡፡

ብምዃኑ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ስልጠና 5 ሚሊየን ኮደራት ምጥንኻር ከምዝግባእ ዝመዓዱ እቶም ምሁራኑ፤ ዝተፈላለያ ሃገራት በዚ ስልጠና ተጠቒመን ዕዉታት ክኾና ከምዝኸኣላ ሓቢሮም፡፡

ብፀጋዬ ንጉስ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.