ዣቢ ኣሎንሶ ብዕሊ ኣሰልጣኒ ሪያል ማድሪድ ኮይኑ On May 25, 2025 2 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሪያል ማድሪድ ስፔናዊውን ኣሰልጣኒ ዣቢ ኣሎንሶ ናይታ ክለብ ኣሰልጣኒ ገይሩ ምሻሙ ኣፍሊጣ። ኣሰልጣኒ ዣቢ ኣሎንሶ ብመሰረት ስምምዕነት ጣሊያናዊ ካርሎ ኣንቸሎቲ ብምትካእ ኣብ 2028 ከ.ም.ኣ ሪያል ማድሪድ ንምስልጣን ፈሪሙ። 2 Share FacebookTwitterTelegramWhatsAppEmailViberPrint