ዩኒቨርሲቲ ስቴት ኦሮሚያ 1 ሺሕን 973 ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ስቴት ኦሮሚያ 1 ሺሕን 973 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
እቲ ዩንቨርስቲ ብቐዳማይ ዲግሪ 964 ከምኡ ‘ውን ብኻልኣይ ዲግሪ 1 ሺሕን 09 ተምሃሮ ኢዩ ኣመሪቑ።
ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ሰዓዳ ዓብዱርሃማንን ካልኦት ኣንባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራትን ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲን ተረኺቦመ።
ብደሳለኝ ኣበራ
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!