Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም 974 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሙያ ኣቪዬሽን ዘሰልጠኖም 974 ተምሃሮ ኣመሪቑ።

ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው፣ ተተካኢ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ካሴ ይማምን ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ተረኺቦም።

እቶም ተመረቕቲ ኢትዮጵያ ሓዎሱ ካብ ቻይናን ዝተፈላለያ ሃገራትን ዝተውፃእፅኡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ብኣንዱዓለም ተስፋዬ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.