Fana: At a Speed of Life!

ጋሞ ጨንቻ ናብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓቢያ

‎‎ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ምድብ “ሀ” እናተሳተፈት ትርከብ ጋንታ ጋሞ ጨንቻ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዕባያ ኣረጋጊፃ።

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ጅማ ፀወታኣ ዘካየደት ጋሞ ጨንቻ ንቡራዩ ከተማ 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ።

‎ነቲ ውፅኢት ስዒቡ ድማ ነጥባ 41 ዘብፀሐት ጋሞ ጨንቻ መሪሕ እቲ ምድብ ብምዃን ናብ 2019 ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዕባያ ኣረጋጊፃ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.