Fana: At a Speed of Life!

ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ሻድሻይ ጨፌ ኦሮሚያ ራብዓይ ዘበን መበል ታሽዓይ ስሩዕ ጉባኤኡ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንክልተ መዓልታት ከካይድ ኢዩ።

ኣብቲ ጉባኤ፥ ኣፈፃፅማ መደባት 2017 ዓ.ምን ናይ 2018 ዓ.ም ትልሚን ክዛተ ኢዩ ተባሂሉ።

ዝተፈላለዩ ሹመታት ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት አወን ኣሎ።

ብተወሳኺ ናይ ሰላመን ፀፅታን፣ ስራሕቲ ልምዓት፣ ሰናይ ምምሕዳርን ኣወሃህባ ኣገልግሎትን ዛዕባታት በዕምቆት ከምዝዝትየሎም ተገሊፁ።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.