Fana: At a Speed of Life!

ፀወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቼልሲ ትፅቢት ይግበር

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 5ይ ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ሞንጎ ማንቼስተር ዩናይትድን ቼልሲን ከምኡ እውን ደርቢ መርሲሳይድን ኣብ መንጎ ሊቨርፑልን ኤቨርተንን ብሃንቀውታ ትፀቢት ይግበር።

ፀወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቼልሲ ምሸት ሰዓት 1፡30 ኣብ ኦልድትራፎርድ ክካየድ እዩ።

ኣብቲ ውድድር ብፅቡቕ ውፅኢት ዘይጀመረቶ ማንቼስተር ዮናይትድ ካብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ፀወታታት እቲ ሓደ ጥራሕ ምስዓር ዝኽአለት እንትኾን፤ ብሓደ ግዘ ብማዕረ ተፈላልያ ብክልተ ድማ ተሳዒራ፡፡

ብኣንፃሩ ቼልሲ ክልተ ዓወት ክልተ ማዕረ ተፈላልያ።

ሰዓት 8፡30 ክልተ ክለባት ከተማ ሊቨርፑል፤ ሊቨርፑልን ኤቨርተንን ፀወታአን ከካይዳ እየን።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.