Fana: At a Speed of Life!

ፋና ላምሮት ብብዝሃ መልክዕ ብጥበብ ይግለፅ ኣሎ -ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠው ፋና ላምሮት ብብሩህ ጥበብን መንፈስን ክእለትን ብብዝሃ መልክዕ ሃገርና ብጥበብ ትግለፅ ኣላ ኢሎም።

ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ብብርቱዕ ንሕንሕ ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር 5ይ ፋና ላምሮት ናይ ዝበለፀ ተዓዋታይ ውድድር ፍፃመ ብዝደመቀ ኩነታት ይካየድ ኣሎ፡፡

ኣብቲ መድረኽ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ከምዝበልዎ፤ ሃገርን ውፅኢት ጥበብ ጠቢባንን እያ፡፡

ብዋሕዚ ሙዚቃ ተካእቲ ከፍሪ ዝደልይ ፋና ላምሮት ትማሊ ኣኽቢሩ ሎሚ ውሽጢ ስራሕ ኢና ኢሎም፡፡

ብስኒት መሳርሒታት ሙዚቃ፣ ብምትሕብባር ክኢላታት ሙዚቃ፣ ብውቁብ ረቂቕ ጣዕሚ ንነፍሲ የሕድስ እዩ ዝበሉ ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው፤ ውድድር ፋና ላምሮት ብዓሚቕ ሓሳብን ርሑቕ ዕላማን ምዃኑ ኣረዲኦም፡፡

ብብርሃኑ ኣበራ

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.