ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣፍልጦ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ሎሚ መዓልቲ ንዘመረቖም ፕሮጀክታት ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ተለጊሱዎ።
እቲ ዩኒቨርሲቲ በዓል ምስረትኡ ምኽንያት ብምግባር ዘመረቖም 22 ፕሮጀክታት ንኽዛዘሙ ምሕዝነቶም ዘንዘርአዩ ትካላት ሰርተፊኬት ምስጋናን ኣፍልጦን ኣበርኪቱ።
በቲ መርሃ ግብሪ ድማ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ሓዊሱ ካልኦት መሓዙት ኣካላት ምስጋና እና የእውቅና ሰርተፊኬት ተሰጥቷቸዋል።
የፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምክትል ሥራ አስፈጻሚ አልአዛር ታደለ የእውቅና እና ናይ ምስጋናን ኣፍልጦን ሰርተፊኬት ተቐቢሎም።
እቲ ዩኒቨርሲቲ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ዘመረቖ ማሕበረሰብ ሬዲዮ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ጋህዲ ንኽኸውን ፋና ንዘበርከቶ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ እውን ምስጋና ተዋሂቡዎ።
ብሄብሮን ዋልታው
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!