Fana: At a Speed of Life!

ፎረም ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 3ይ ፎረም ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።

ኣብቲ ፎረም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ፣ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል፣ ሚኒስትራት ኣፍሪካ ሃገራት፣ ሰብሞያታት ዓውዲ ፈጠራን ምሁራትን ተሳቲፎም።

እቲ ፎረም ንዝሓለፉ ክልተ ተኸታተልቲ ዓመታት ከም ሃገር ዘሎ ዓሙቕ ናብ ዝጭበጥ ዓቕሚ ንምቕያር ዕድላት ብዝፈጥር መልክዑ ምክያዱ ይዝከር፡፡

በዙይ ድማ ኣብታ ኣህጉር ብሚሊየናት ዝቑፀሩ መንእሰያት ምቹውን ዘላቕን ዕድላት ስራሕ ከምዝተፈጠረሎም ኣረዲኦም።

ህልው ኩነታት ኣብ ግምት ብዘእተወ መልክዑ ዓቕሚ መናእሰይ ንምሕያልን ዕድላት ንምምዝማዝን ዝዓለመ ኮይኑ÷ ናይ ሎሚ ዓመትፎረም ኣብ ክፍለ ኢኮኖሚ ሕርሻ ትኹረት ይገብር።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.