Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልጽግና መድረኽ ምፍላጥ ማኒፌስቶን ምልክት መረፃ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልጽግና መድረኽ ምፍላጥ ማኒፌስቶን ምልክት መረፃ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ የካይድ ኣሎ፡፡

እቲ ፓርቲ “ንኢትዮጵያ ናብ ተምሳሌት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዕላዊ መግበሪ ማኒፌስቶን ምልክት መወዳደሪ መረፃን እናካየደ ይርከብ፡፡

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ም/ፕሬዚዳንትን ፓርቲ ብልፅግናን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ተመስገን ጥሩነህ፣ ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ሓላፊ ዋና ቤ ፅሕፈት እቲ ፓርቲን ኣደም ፋራህን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ ከምኡ እውን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም፡፡

ብሰለሞን በየነ

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.