Fana: At a Speed of Life!

ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ቀረብ ሓይሊ ውሑስ ንምግባር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፓርክ ኢንዳስትሪ ኣዳማ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብዝበለፀ ውሑስ ንምግባር ዘኽእል ዝርገሐ መስመር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተካይዱ ኢሉ ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ፡፡
እቲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቅድሚ ሕዚ ካብ ሓይሊ ጣቢያ መከፋፈሊ ኣዋሸ ይረክቦ ዝነበረ፤ ናይ ባዕሉ መስመር ብዘይምህላው ምቁርራፅ ሓይሊ የጋጥሞ ከምዝነበረ ሓቢሩ፡፡
እቲ ኢንዳስትሪ ፓርክ ቅድሚ ሕዚ ካብ ንኡስ ጣብያ ኣዋሽ መልካሳ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክረክብ ዝፀንሐ እንትኸውን፥ ናይ ባዕሉ መስመር ብዘይምህላዉ ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክን ምልውዋጥን ከምዘጋጠሞ ተገሊፁ።
ኣብቲ ኢንዳስትሪ ፓርክ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ቁፅሪ እናወሰኸ ምምፅኡ ስዒቡ ተወሳኺ ሓይሊ ንምምላእ ዓብዪ ዓቕሚ ከምዝህልዎ እቲ ግልጋሎት ንፋና ዲጂታል ገሊፁ፡፡
ብመላኩ ገድፍ
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.