Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ቱርክዬ ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ቱርክዬ ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም።
ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፥ “እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ጥንታዊት መሬትና ኢትዮጵያን ውቕብቲ ከተማን ዝህልዎም ፃንሒት ፍረ ዘለዎ ክኾነሎም ይምነ” ኢለን።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.