Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ተዛቲዮም።

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኸቲ÷ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኢትዮጵያ ንዕላዊ ዑደት ዝመፅኡ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ሄርዞግን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ከምዝተዛተዩ ገሊፆም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ ታሪኻዊን ባህላዊ ምትእስሳር ተመያይጦም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.